መረፃ ኣባላት ማእከላይ ኮሚቴ ኦዴፓ ተሳሊጡ

857

መረፃ ኣባላት ማእኸላይ ኮሚቴ ኦሮሞ ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ(ኦዴፓ) ተሳሊጡ።

ውፅኢት መረፃ መሰረት ብምግባር ክሳብ ሐዚ ዕላዊ ዝተገበሩ ኣባላት፦

1. ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ

2. ኣይተ ለማ መገርሳ

3. ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ

4. ኣይተ ብርሃኑ ፀጋዬ

5. ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ

6. ኢንጂነር ታከለ ኡማ

7. ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

8. ኣይተ ኡመር ሁሴን

9. ወይዘሮ ጠይባ ሓሰን

10. ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ

11. ዶክተር ግርመና ኣመንቴ

12. ዶክተር ቢቂላ ሁሪሳ

13. ዶክተር ሚልኬሳ ሚደጋ

14. ኣይተ ተሾመ አዱኛ

15. ኣይተ ታዬ ደንደኣ

16. ዶክተር ኣለሙ ስሜ

17. ዶክተር ቶላ በሪሶ

18. ኣይተ ደመላሽ ገብረሚካኤል

19. ኣይተ ግርማ ሃይሉ

20. ኣይተ ወርቁ ጋቸና

21. ኣይተ ሻፊ ሁሴን

22. ኣይተ ቶሎሳ ገደፋ

23. ኣይተ ፍቃዱ ተሰማ

24. ኣይተ ብርሃኑ በቀለ

25. ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ

26. ኣይተ ጌቱ ወዬሳ

27. ኣይተ ካሳሁን ጎፌ

28. ኣይተ መላኩ ፈንታ

29. ኣይተ ታረቀኝ ቡሉልቱ

30. ኣይተ ኣበራ ወርቁ

31. ኣይተ መኩዬ መሓመድ

32. ኣይተ ኣሕመድ ቱሳ

33. ኣይተ ኣሰግድ ጌታቸው

34. ኣይተ ደንጌ ብሩ

35. ኣይተ ነመራ ቡሊ

36. ኣይተ ኣብዱልዓዚዝ መሓመድ

37. ኣይተ ሮባ ቱርጬ

38. ኣይተ ጀማል ከድር

39. ኣይተ ከፍያለው ተፈራ

40. ኣይተ መስፍን አሰፋ

41. ወይዘሪት ሌሊሴ ነሜ

42. ኣይተ ናስር ሁሴን

43. ኣይተ ሞገስ ኢደኤ

44. ዶክተር ደረጄ ዱጉማ

45. ወይዘሮ ጫልቱ ሳኒን

46. ወይዘሮ ሎሚ በዶን ኣባላት ማእከላት ኮሚቴ

47. ወይዘሮ ሎሚ በዶ

48. ዶክተር ኢንጂነር ሃብታሙ ኢተፋ

49. ዶክተር ኢንጂነር ጌታሁን መኩሪያ

50. ኣይተ ማሾ ኦላና

51. ወይዘሮ ኣለምፀሀይ ሽፈራ

52. ኣይተ ኣሕመድ እድሪስ

53. ወይዘሮ ሙና ኣሕመድን

54 ኣይተ ጥላሁን ፍቓዱ ብምዃን

55. ኣይተ ኣብዱል ሃኪም ሙሉ ኣባላት ማእኸላይ ኮሚቴ ብምዃን ተሓሪዮም ኣለዉ።

ኣባላት ማእኸላይ ኮሚቴ ኦዴፓ ኣብ ዝሓለፉ መረፃታት 81 ዝነበሩ እንትኾኑ እቲ ቁፅሪ ናብ 55 ንምውራድ ብመሰረት ዝተገበረ ስምምዕ፥ ኣብ መበል ታሽዓይ ውድባዊ ጉባኤ ኦዴፓ 55 ኣባላት ተመሪፆም ኣለዉ።

ካብ ዝተመረፁ ድምር ኣባላት እቶም 45 ኣባላት ቤትምኽሪ ኢህወዴግ ዝኾኑ ኢዮም።

Comments are closed.