ኦህዴድ ስያምኡ ናብ ኦሮሞ ዴሞክራቲክ ፓርቲ ቀይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኦህዴድ ስያምኡ ናብ ኦሮሞ ዴሞክራቲክ ፓርቲ ቀይሩ።

እቲ ፓርቲ ኣብ ከተማ ጅማ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ ታሽዓይ ወድባዊ ጉባኤ ኢዩ ነቲ ስያምኡ ቀይሩ ዘሎ።

ብተወሳኺ ኣርምኡ ዝቐየረ እንትኸውን፥ 14 ነባራት ኣመራርሓ ማእከላይ ኮሚቴ ድማ ብኽብሪ ኣሰናቢቱ ኢዩ።

ብመሰረት እዚ፥

1. ኣይተ ኣባዱላ ገመዳ

2. ኣይተ ጌታቸው በዳኔ

3. ኣይተ ኩማ ደመቅሳ

4. ኣይተ ግርማ ብሩ

5. ኣይተ ድሪባ ኩማ

6. ኣይተ እሸቱ ደሴ

7. ኣይተ ተፈሪ ጥያሩ

8. ኣይተ ሽፈራው ጃርሶ

9. ኣይተ ደግፌ ቡላ

10. ኣይተ ኣበራ ሃይሉ

11. ኣምባሳደር ሱሌይማን ደደፎ

12. ኣይተ ኢተፋ ቶላ

13. ኣይተ ዳኛቸው ሽፈራው

14. ኣምባሳደር ጊፍቲ ኣባሲያ ብኽብሪ ዝተሰናበቱ ነባራት ኣመራርሓ ኢዮም።