ሕቶ ልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን’ምበር ሕቶ መንነት የብልናን

ሎሚ ዕለት 09/03/11 ዓ/ም ህዝቢ ድሙቅ ሰለማዊ ሰልፊ የሳልጥ አሎ። "ህዝቢ ራያ ሕቶ ልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን እምበር ሕቶ መንነት የብልናን" ብዝብል መሪሕ ቴማ ተዓጂቡ አብ ምፅምባል ይርከብ። ሰልፈኛታት ንኹሎም ብሄር ተኮር መጥቃዕትን ህዝቢ የሻል ንምባል ዝግበር ዝተዋደደ ሸርሕታት…
Read More...

ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቱ ካብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዝተውሃበ መግለፂ

ህዝቢ ትግራይን መሪሕ ውድብ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይን ምእንተ ፍትሕን ማዕርነትን ህዝብታት ረዚን መስዋእቲ፣ መጉዳእትን ኩሉ ዓይነት መስገደላት ኸፊሉ እዩ፡፡ እዛ ሃገር ኣትያቶ ካብዝነበረት ጉዕዞ ምንቁልቋልን ደልሃመትን ንምድሓን ዝተፈለየ መስዋእቲ ዝኸፈለን፣ ነዛ ሐዚ ተፈጢራ ዘላ ሃገር…
Read More...

ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ካብ ትግራይ ካብ ዝተፈላለያ ዉዳበታት መናእሰይ ኣመራርሓ ንዝተዉፃእፅኡ ልዕሊ 400 መናእሰይ ንኣስታት ሓደ ወርሒ ዝዘልቕ ስልጠና…

ከም ኣገላልፃ ምክትል ዋና ዳይሬክተርን ሓላፊ ዘርፊ ስልጠና ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ብፃይ ሓዱሽ ዘነበ እዚ ካብ ዝተፈላለያ ዉዳበታት መናእሰይ ማለት ሊጋትን ማሕበራት መናአሰይ፤ ማሕበር ደቂ ስዋኣት ተጋደልቲ ትግራይን ንመናእሰይ ኣብ ምዉዳብን ምምራሕን ዝተዋፈሩ ካብ ጉዳይ…
Read More...

ህንፀት ፋብሪካ ሽኮር ወልቃይት 71 ሚኢታዊ በፂሑ

ብ2004 ዓ.ም ህንፀቱ ዝጅመረ ፋብሪካ ሽኮር ወልቃይት ኣብዚ ሐዚ እዋን 71 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። ንሓፈሻዊ ከይዲ ህንፀቱ 50 ቢሊየን ብር ዝተመደበሉ እቲ ፕሮጀክት፥ ጎድና ጎድኒ ቀዳማይ ምዕራፍ ህንፀቱ ካልኣይ ምዕራፍ ህንፀቱ እውን ይሳለጥ ኣሎ። ምክትል ሓላፊ እቲ…
Read More...

ኣምባሳደር ሳህለ ወርቅ ዘውደ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ብምዃን ተሸይመን

ባይቶ ወከልቲ ህዝብን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢን መበል ካልኣይ ፍሉይ ኣኼብኦም ሎሚ መዓልቲ ኣሳሊጦም። ክልቲኦም ኣብያተ ምኽሪ ኣብ ዘካይድዎ ፍሉይ ኣኼባ ፕሬዚዳንት ሙላቱ ተሾመ ዘቕረብዎ መልቀቒ ደብዳበ ቅቡል ተገይሩ። ፕሬዚዳንት ሙላቱ ተሾመ ኣብ 2006 ዓ.ም ካብ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ…
Read More...

ናብ ትግራይ ዝመፅኡ ተምሃሮ ዩንቨርሲቲ ሰላሞም ተሓልዩ ስሩዕ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ንክቕፅሉ ዘኽእል ምድላዋት ተገይሩ-ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል

ትግራይ ዝመፅኡ ተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ሰላሞም ተሓልዩ ስሩዕ ናይ ምምሃር ምስትምሃር ከይዲ ንክቕፅል እኹል ምድላዋት ከምዝገበረ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኣፍሊጡ። ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ሎሚ መዓልቲ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃብዎ…
Read More...

ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ቁፅሪ ፈፃሚት ስራሕ ናብ 9 ንክወርድ ወሲኑ

ማእኸላይ ኮሚቴ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ(ህወሓት) ቁፅሪ ፈፃሚት ስራሕ ናብ 9 ንክምለስ ወሲኑ። እቲ ማእኸላይ ኮሚቴ ኣብ መዛዘሚ መበል 13 ስሩዕ ጉባኤኡ፥ ቁፅሪ ፈፃሚት ስራሕ ካብ 9 ናብ 11 ብምዕባይ ንህዝቢ ዕላዊ ምግባሩ ዝፍለጥ እዩ። ይኹን እምበር ቁፅሪ ፈፃሚት ስራሕ…
Read More...

ኣባላት ፕሬዚዲየም መበል 11 ስሩዕ ጉባኤ ዕላዊ ኮይኖም

ኣብ ከተማ ሃዋሳ ዝሳለጥ ዘሎ መበል 11 ስሩዕ ጉባኤ ኢህወዴግ ኣባላት ፕሬዚዴም መሪፁ። እቲ ጉባኤ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ዝተኸፈተ እንትኸውን፥ ኣቦ መንበር ኢህወዴግ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ መደረ ብምስማዕ ብስሩዕ ምኽፋቱ ኣብሲሮም ኢዮም። ድሕሪ ምኽፋት እቲ ጉባኤ ፀብፃብ ኢህወዴግ…
Read More...

መግለፂ ቕዋም መበል 13 ስሩዕ ጉባኤ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ

ህዝባውነተና መሰረት ፅንዓትናን ዓወትናን ብዝብል መረሕ ሓሳብን ጉባኤ ፅንዓትን ሓድነትን ንሕዳሰና ብዝብል ስያመን ካብ 16 ክሳብ 21 መስከረም 2011ዓ.ም ዝተኻየደ መበል 13 ስሩዕ ጉባኤ ህወሓት 346 ደቂ ኣንስትዮ ዝርከብኦም 1150 ተሳተፍቲ ብድምፂ፣ 45 ደቂ ኣንስትዮ ዝርከብኦም…
Read More...

“ኣንፀባረቕቲ ዓወታት ጉዕዞ ህዳሰ ኢትዮጵያ ” ብዝብል ርእሲ ዝተሰናደአ ፅሑፍ ጉባኤተኛ መበል 13 ጉባኤ ህወሓት ብሙሉእ ድምፂ ቅቡል ጌሩ…

#ዓወታትና ንምፅብፃብ ጥራሕ ዘይኮነስ... ዓወታትና ብልክዖም ተገንዚቡ ህዝብናን ኣባልናን ክዕቅቦምን ንዝያዳ ዓወት ክምርሽ ይግባእ። ኣንፀባረቕቲ ዓወታት ጉዕዞ ህዳሰ ኢትዮጽያ ብዝብል ርእሲ ዝተሰናደአ ፅሑፍ ጉባኤተኛ መበል 13 ጉባኤ ህወሓት ብሙሉእ ድምፂ ቅቡል ጌሩ ኣፅዲቕዎ። ንዉድብና ካብ…
Read More...