ኣመራርሓ ዴምህት መቐለ ኣትዮም

(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣመራርሓ ዴሞክራሲያዊ ምንቅስቓስ ህዝቢ ትግራይ(ዴምህት) መቐለ ኣትዮም። ኣመራርሓ ዴምህት ሎሚ ሸውዓተ መስከረም 2011 ዓ.ም ካብ ኣዲስ ኣበባ ተበጊሶም ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባ ነጋ መቐለ እንትኣትው ላዕለዎት ብኣመራርሓ ክልል ትግራይ ኣቀባብላ ተገይሩሎም።…
Read More...

# እዋናዊ መግለፂ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ

#ካብ ዝሓለፉ ክልተ ሰለስተ ዓመታት ጀሚሩ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ሃገርና ብዝተፈጥረ ህውከትን ዕግርግርን ሰላምን ድሕንነትን ዜጋታት ኣብ ከቢድ ሓደጋ ከምዝኣተወን ኣብ ብርክት ዝበሉ ከባብታት ድማ ሰባት ካብ ዝወፈሩዎ ብሰላም ንምምላስ ኣዝዮም እናተፀገሙ ከምዝመፁን ዝፍለጥ እዩ፡፡ ዜጋታት ኣብ…
Read More...

መልእኽቲ ኣይተ ረዳኢ ሓለፎም ሓላፊ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል

ትግራይ።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።05-01-2011ዓ.ም የተከበራችሁ የኦነግ ኣመራሮች፣ የተከበራችሁ የኦነግ ሰራዊት አባላት፣ የተከበራችሁ የትግራይ ብሔራዊ ክልላዊ መንግስት የስራ ኃላፊዎች፣ የተከበራችሁ የመቐለ ከተማ አመራሮች፣ የተከብራችሁ የጀግናው…
Read More...

1300 ሰራዊት ኦነግ ካብ ኤርትራ ናብ ዓዲግራት ኣትዮም

1300 ሰራዊት ኦነግ ካብ ኤርትራ ብዘላምበሳ ኣቢሎም ሎሚ ምሸት ናብ ከተማ ዓዲ ግራት ኣትዮም። ምምሕዳር ዞባ ምብራቕን ከተማ ዓዲ ግራትን ድራር ኣንጊዶም መሕደሪ ሂቦም የተኣናግድዎም ኣለዉ። እቶም ኣጋይሽ ንጉሆ ኣብ ኣደራሽ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ዓዲግራት ቁርሲ ተኣንጊዶም ናብ መቐለ…
Read More...

ቤት ምኽሪ ኢህወዴግ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ስሩዕ ኣኼብኡ ከካየድ’ዩ

ቤት ምኽሪ ኢህወዴግ ካብ ፅባሕ 4 መስከረም 2011 ዓ.ም ጀሚሩ ስሩዕ ኣኼብኡ ከካየድ’ዩ። ቤት ፅሕፈት ኢህወዴግ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፆ፥ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብብርኪ ፈፃሚ ስራሕ ኢህወዴግ ዝተገምገመን ነቲ ቤት ምኽሪ ንክቐርቡ ዝተወሰኑ ኣጀንዳታትን ኣተኲሩ…
Read More...

ክቡር ተጋዳላይ ዶክተር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ኣብ ዛላኣንበሳ ካብ ውሽጢ ዝበልዎ

ክቡር ተጋዳላይ ዶክተር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ኣብ ዛላኣንበሳ ካብ ውሽጢ ዝበልዎ ================================= #ኣንቱም ኣብ ሳሕል ናቕፋን ካልኦት ቦታታት ብሓባር ዝተሰዋእኹም ሰብ ቅያ በዛ ታሪኻዊት ዕለት ደጊምኩም ህያዉ ኮይንኩም ኣለኹም። ጎዲፉ ሃሲሱን ዝነበረ ታሪኩም…
Read More...

ልዕሊ 22ሽሕ መራሕቲ ስድራ ተረባሕቲ መድሕን ጥዕና ኮይኖም…

 ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ ወረዳ ፀለምቲ 22ሽሕን 600 መራሕቲ ስድራ ተረባሕቲ ማሕበረሰብ መሰረት ዝገበረ መድሕን ጥዕና ኮይኖም። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ሓለዋ ጥዕና ወረዳ ፀለምቲ ኣይተ ጉዕሽ ገዛኸኝ ከምዝገለፁዎ እቶም መራሕቲ ስድራ ኣብ ፕሮጀክት ማሕበረሰብ መሰረት…
Read More...

ኣብዚ ሓድሽ ዓመት መሰረታዊ ፀገማት ንምፍታሕን ሓድነት ንምጥንካርን ዘክእሉ ስራሕቲ ንምስላጥ መላእ ኢት/ያውያን ክረባረቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ፀዊዖም። ኢት/ያውያን ብምትሕግጋዝን ብሓድነትን ተኣምራት ክሰርሑ ከምዝክእሉ እሙን’ዩ ኢሎም ሰናይ ትምኒት ሓድሽ…
Read More...

108 ተምሃሮ ተፈተንትቲ 10ይ ክፍሊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቀላሚኖ 4 ነጥቢ ረኺቦም

108 ተምሃሮ ተፈተንትቲ 10ይ ክፍሊ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቀላሚኖ ውፅኢት ፈተነኦም 4 ነጥቢ ብምምፃእ ፀብለልታ ብቕዓቶም ኣረጋጊፆም። ሎሚ ዘበን ኣብ ዝተውሃበ ሃገራዊ ፈተና ዓስራይ ክፍሊ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቀላሚኖ 153 ተምሃሮ ዝተፈተኑ እንትኾኑ፥…
Read More...