Browsing Category

ዜናታት ዐለም

ኦህዴድ ስያምኡ ናብ ኦሮሞ ዴሞክራቲክ ፓርቲ ቀይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኦህዴድ ስያምኡ ናብ ኦሮሞ ዴሞክራቲክ ፓርቲ ቀይሩ። እቲ ፓርቲ ኣብ ከተማ ጅማ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ ታሽዓይ ወድባዊ ጉባኤ ኢዩ ነቲ ስያምኡ ቀይሩ ዘሎ። ብተወሳኺ ኣርምኡ ዝቐየረ እንትኸውን፥ 14 ነባራት ኣመራርሓ ማእከላይ ኮሚቴ ድማ…
Read More...

ፕሬዚዳንት ኢሳያስን ፕሬዚዳንት እስማኤል ኦማር ጊሌን ኣብ ስዑዲ ዓረብ ብምርኻብ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 08 መስከረም፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቅን ፕሬዚዳንት ጅቡቲ እስማኤል ኦማር ጊሌን ኣብ ስዑዲ ዓረብ ብምርኻብ ተዛቲዮም። ብምኽንያት ጎንፂ ዶብ ርክበን ኣቋሪፀን ዝነበራ ኤርትራን ጅቡቲን ርክበን ከምብሓዱሽ ንምጅማር ዘኽእል ስምምዕ ምግባረን…
Read More...