Browsing Category

ዜናታት

መግለፂ ቕዋም መበል 13 ስሩዕ ጉባኤ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ

ህዝባውነተና መሰረት ፅንዓትናን ዓወትናን ብዝብል መረሕ ሓሳብን ጉባኤ ፅንዓትን ሓድነትን ንሕዳሰና ብዝብል ስያመን ካብ 16 ክሳብ 21 መስከረም 2011ዓ.ም ዝተኻየደ መበል 13 ስሩዕ ጉባኤ ህወሓት 346 ደቂ ኣንስትዮ ዝርከብኦም 1150 ተሳተፍቲ ብድምፂ፣ 45 ደቂ ኣንስትዮ ዝርከብኦም…
Read More...

“ኣንፀባረቕቲ ዓወታት ጉዕዞ ህዳሰ ኢትዮጵያ ” ብዝብል ርእሲ ዝተሰናደአ ፅሑፍ ጉባኤተኛ መበል 13 ጉባኤ ህወሓት ብሙሉእ ድምፂ ቅቡል ጌሩ…

#ዓወታትና ንምፅብፃብ ጥራሕ ዘይኮነስ... ዓወታትና ብልክዖም ተገንዚቡ ህዝብናን ኣባልናን ክዕቅቦምን ንዝያዳ ዓወት ክምርሽ ይግባእ። ኣንፀባረቕቲ ዓወታት ጉዕዞ ህዳሰ ኢትዮጽያ ብዝብል ርእሲ ዝተሰናደአ ፅሑፍ ጉባኤተኛ መበል 13 ጉባኤ ህወሓት ብሙሉእ ድምፂ ቅቡል ጌሩ ኣፅዲቕዎ። ንዉድብና ካብ…
Read More...

ወያናይ መስመር ብማዕበል ወያነ ዝደምቀሉ ጉባኤ

በብምዕራፉ ዝተኻየዱ ውድባዊ ጉባኤታት ህወሓት ነናይ ባዕሎም ፍሉይ ዝኾነ ነቲ ቓልሲ ናብ ቅድሚት ዝወስድ መግለፅታት ነይርዎም ክበሃል ይከኣል፡፡ ንኣብነት ንመበል 11 ግዜ ኣብ ከተማ መቐለ ዝተኻየደ ጉባኤ ህወሓት እኳ እንተርኢና ስሙይ መራሒና ተጋዳላይ መለስ ዜናዊ ንፈለማ ግዜ…
Read More...

ኣብ መንጎ ትግራይን ኤርትራን ማእኸል ሰላምን ትራንስፎርሜሽንን ክጣየሽ ተሃቂኑ።

ርክብ ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ንምጥንኻር ብመስመር ወረዳ መረብ ለኸ ኣብ ዝርከብ መዋሰኒ መሬት ክልቲኡ ዓዲ፣ ኣብ ጎላጉል ሩባ መረብ ህንፀት ሓይሊ ሰብ ዝካየደሉን ፀጋታት እቲ ከባቢ ኣብ ረብሓ ዘውዕልን ማእኸል( ኢንስቲትዩት) ሰላምን ትራንስፎርሜሽንን ክጣየሽ ምዃኑ ምሁራን ትግራይን…
Read More...

ህዝብታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ብዛዕባ ሰላምን ልምዓትን ዝዝትይሉ በሪ ምኽፋቱ ተሓቢሩ

ህዝብታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ብዛዕባ ሰላምን ልምዓትን ዝዝትይሉ በሪ ምኽፋቱ ተሓቢሩ ******************************************************************** ኣብ ሓዱሽ ዓመት 2011 ዓ/ም እቲ ከባቢ 20 ዓመት ዝፀንሐ ፀሊም መጋረጃ ተቐንጢጡ፣ ብሩህ…
Read More...

መረፃ ኣባላት ማእከላይ ኮሚቴ ኦዴፓ ተሳሊጡ

መረፃ ኣባላት ማእኸላይ ኮሚቴ ኦሮሞ ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ(ኦዴፓ) ተሳሊጡ። ውፅኢት መረፃ መሰረት ብምግባር ክሳብ ሐዚ ዕላዊ ዝተገበሩ ኣባላት፦ 1. ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ 2. ኣይተ ለማ መገርሳ 3. ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ 4. ኣይተ ብርሃኑ ፀጋዬ 5.…
Read More...

ውድባዊ ጉባኤ ህ.ወ.ሓ.ት ካብ 16 መስከረም 2011 ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ ከተማ መቐለ

ውድባዊ ጉባኤ ህ.ወ.ሓ.ት ካብ 16 መስከረም 2011 ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ ከተማ መቐለ ከምዝሳለጥ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ህወሓትን ኣባል ፈፃሚት ስራሕ ህወሓት/ኢህወዴግ ብፃይ ኣለም ገ/ዋህድ ሎሚ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለፂ ኣፍሊጦም። ##እቲ ጉባኤ "ጉባኤ ፅንዓትን ሓድነትን ንሕዳሰና"…
Read More...

መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ስዑዲ ዓረብ ስምምዕ ሰላም ተፈራሪሞም

መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ መንጎ ክልቲኣን ሃገራት ንዝሓለፈ 20 ዓመታት ዝጸንሓ ኹናት ብምዝዛም ትማሊ ሰንበት ኣብ ከተማ ጅዳ ስዑዲ ዓረብ ስምምዕ ሰላም ተፈራሪሞም። ሰበ ስልጣን ክልቲኦም ሃገራት ብዛዕባ'ቲ ስምምዕ ዝርዝር ሓበሬታ ኣይሃቡን፡ እንተኾነ ኣብ መንጎ ክልቲኣን ሃገራት…
Read More...

ኣመራርሓ ዴምህት መቐለ ኣትዮም

(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣመራርሓ ዴሞክራሲያዊ ምንቅስቓስ ህዝቢ ትግራይ(ዴምህት) መቐለ ኣትዮም። ኣመራርሓ ዴምህት ሎሚ ሸውዓተ መስከረም 2011 ዓ.ም ካብ ኣዲስ ኣበባ ተበጊሶም ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባ ነጋ መቐለ እንትኣትው ላዕለዎት ብኣመራርሓ ክልል ትግራይ ኣቀባብላ ተገይሩሎም።…
Read More...