ጉባኤ ህወሓት ህዝቢ ትግራይ ዝፅበዮ ለውጢ ከም ዝውስን ተገሊፁ

ጉባኤ ህወሓት ህዝቢ ትግራይ ዝፅበዮ ለውጢ ከም ዝውስን ተገሊፁ ጉባኤ መበል 13 ጉባኤ ህወሓት ብፍላይ ህዝቢ ትግራይ ዝፅበዮ ዝጠቅም ታሪኻዊ ለውጢ ከም ዝውስን ሎሚ ከተማ መቐለ ኣብ መእከቢ ኣዳራሽ ሓወልቲ ሰማእታት እንትጅመር ኣብ መኽፈቲ እቲ ጉባኤ ተሪኺቦም መደረ ዘስምዑ ኣቦ መንበር…
Read More...

“ኣቱም ጉባኤተኛታት ንህዝብና ኢሎም ዝሓለፉ ብፆት ስውኣት ኣብዚ ጉባኤ ዳግም ምሳና ብኣካል ኣይርከቡን፡፡ ግናኸ ነንሕድሕድና ዝሓዝናዮ መርገፅን…

"ኣቱም ጉባኤተኛታት ንህዝብና ኢሎም ዝሓለፉ ብፆት ስውኣት ኣብዚ ጉባኤ ዳግም ምሳና ብኣካል ኣይርከቡን፡፡ ግናኸ ነንሕድሕድና ዝሓዝናዮ መርገፅን ንውስኖ ውስነን ብመንፈስ ክዕዘቡና እዮም፡፡ በዚ ታኻዊ ጉባኤ ዝተራኸብና ሕድሕድና ሕድሪ ስውኣትና ከየዕበርና ንህዝብና ዝጠቅም ሓሳባትን ውሳነታትን…
Read More...

ወያናይ መስመር ብማዕበል ወያነ ዝደምቀሉ ጉባኤ

በብምዕራፉ ዝተኻየዱ ውድባዊ ጉባኤታት ህወሓት ነናይ ባዕሎም ፍሉይ ዝኾነ ነቲ ቓልሲ ናብ ቅድሚት ዝወስድ መግለፅታት ነይርዎም ክበሃል ይከኣል፡፡ ንኣብነት ንመበል 11 ግዜ ኣብ ከተማ መቐለ ዝተኻየደ ጉባኤ ህወሓት እኳ እንተርኢና ስሙይ መራሒና ተጋዳላይ መለስ ዜናዊ ንፈለማ ግዜ…
Read More...

ኣብ መንጎ ትግራይን ኤርትራን ማእኸል ሰላምን ትራንስፎርሜሽንን ክጣየሽ ተሃቂኑ።

ርክብ ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ንምጥንኻር ብመስመር ወረዳ መረብ ለኸ ኣብ ዝርከብ መዋሰኒ መሬት ክልቲኡ ዓዲ፣ ኣብ ጎላጉል ሩባ መረብ ህንፀት ሓይሊ ሰብ ዝካየደሉን ፀጋታት እቲ ከባቢ ኣብ ረብሓ ዘውዕልን ማእኸል( ኢንስቲትዩት) ሰላምን ትራንስፎርሜሽንን ክጣየሽ ምዃኑ ምሁራን ትግራይን…
Read More...

ህዝብታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ብዛዕባ ሰላምን ልምዓትን ዝዝትይሉ በሪ ምኽፋቱ ተሓቢሩ

ህዝብታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ብዛዕባ ሰላምን ልምዓትን ዝዝትይሉ በሪ ምኽፋቱ ተሓቢሩ ******************************************************************** ኣብ ሓዱሽ ዓመት 2011 ዓ/ም እቲ ከባቢ 20 ዓመት ዝፀንሐ ፀሊም መጋረጃ ተቐንጢጡ፣ ብሩህ…
Read More...

መረፃ ኣባላት ማእከላይ ኮሚቴ ኦዴፓ ተሳሊጡ

መረፃ ኣባላት ማእኸላይ ኮሚቴ ኦሮሞ ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ(ኦዴፓ) ተሳሊጡ። ውፅኢት መረፃ መሰረት ብምግባር ክሳብ ሐዚ ዕላዊ ዝተገበሩ ኣባላት፦ 1. ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ 2. ኣይተ ለማ መገርሳ 3. ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ 4. ኣይተ ብርሃኑ ፀጋዬ 5.…
Read More...

መበል 13 ውድባዊ ጉባኤ ህወሓት ካብ 16 መስከረም 2011 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳለጥ ‘ዩ፡፡

መበል 13 ውድባዊ ጉባኤ ህወሓት ካብ 16 መስከረም 2011 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳለጥ 'ዩ፡፡ ኣብ ወርሒ መስከረም ዝካየድ ጉባኤ ውድብ ህውሓት ነቲ ዘሎ ወቕታዊ ክልላዊ፣ ሃገራውን ፣ዓለምለኻውን ኩነታት ብምትንታን ንቕድሚት መቃለሲ ዝኾኑ ኣንፈታትን ሓደሽቲ ውሳነታትን መሰረት ገይሩ ከምዝሳለጥ ሓላፊ…
Read More...

ውድባዊ ጉባኤ ህ.ወ.ሓ.ት ካብ 16 መስከረም 2011 ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ ከተማ መቐለ

ውድባዊ ጉባኤ ህ.ወ.ሓ.ት ካብ 16 መስከረም 2011 ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ ከተማ መቐለ ከምዝሳለጥ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ህወሓትን ኣባል ፈፃሚት ስራሕ ህወሓት/ኢህወዴግ ብፃይ ኣለም ገ/ዋህድ ሎሚ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለፂ ኣፍሊጦም። ##እቲ ጉባኤ "ጉባኤ ፅንዓትን ሓድነትን ንሕዳሰና"…
Read More...

መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ስዑዲ ዓረብ ስምምዕ ሰላም ተፈራሪሞም

መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ መንጎ ክልቲኣን ሃገራት ንዝሓለፈ 20 ዓመታት ዝጸንሓ ኹናት ብምዝዛም ትማሊ ሰንበት ኣብ ከተማ ጅዳ ስዑዲ ዓረብ ስምምዕ ሰላም ተፈራሪሞም። ሰበ ስልጣን ክልቲኦም ሃገራት ብዛዕባ'ቲ ስምምዕ ዝርዝር ሓበሬታ ኣይሃቡን፡ እንተኾነ ኣብ መንጎ ክልቲኣን ሃገራት…
Read More...