ታሪኽን ቅያን ተጋድሎ ቐዳማይ ወያነ ኣብ ልቢ ውፅዓት እንዳተኾለዐ ይነብር!

እምቢ ንመግዛእቲ፣ሓርነት ህዝቢ ይረጋገፅ፡፡ ህዝቢ ባዕሉ ንባዕሉ ይመሓዳር። ቋንቋይ፣ ባህለይ፣ ያታይ፣ ታሪኸይን መንነተይን ይከበር፡፡ኣርዑት ብዝበዛን ውፅዓን ኣይንፃወርን፡፡ ፍትሕን ሰናይ ምምሕዳርን ይረጋገፅ፡፡ ብኣስገዳድን ጎበጣን ኣይንመሓደርን ብምባል ተጋድሎ ቐዳማይ ወያነ…
Read More...

ኣብ ኤርትራ ዘለዉ ኣመራርሓ ኦነግ 5 መስከረም ናብ ኣዲስ ኣበባ ክኣተዉ’ዮም

ኣብ ኤርትራ ዘለዉ ኣመራርሓ ኦሮሞ ነፃነት ግንባር(ኦነግ) 5 መስከረም 2011 ዓ.ም ናብ ኣዲስ ኣበባ ክኣተዉ'ዮም። ብተወሳኺ 1 ሺሕን 300 ዕጡቓት እቲ ግንባር ዕጥቆም ብምርጋፍ ናብ ኢትዮጵያ ከምዝኣትዉ ተገሊፁ። ቅድም ክብል ናብ ኢትዮጵያ ዝኣተዉ ኣመራርሓ እቲ ግንባር ኣይተ…
Read More...

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሕገ መንግስቲ ኣብ ምኽባር ዝሰርሖም ዘሎ ስራሕቲ ኣጠናኺሩ ክቕፅለሉ ይግባእ- ፕ/ት ዶ/ር ሙላቱ

ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ሕገ-መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ምኽባር ዝሰርሖም ዘሎ ስራሕቲ ኣጠናኺሩ ክቕፅለሉ ይግባእ ክብሉ ፕሬዝዳንት ዶክተር ሙላቱ ተሾመ ገሊፆም። ሰራዊት ምክልኻል ሃገር እዚ ሰሜን ንምእታው ሓዱሽ ዓመት ኣመልኪቱ ኣብ ዘዳለዋ መድረኽ ዝተረኸቡ ዶክተር ሙላቱ፥ ሰራዊት ምክልኻል…
Read More...

ታሪኽና ታሪኽ ወያነ! (Dimtsi Wyane ትግርኛ)

ቀዳማይ ወያነ ኣብ ታሪክ ህዝቢ ትግራይ ካብ ዝተርኣዩ ዓበይቲ ምዕራፋት ታሪኽ እቲ ሓደ እዩ። ቅድሚ 75 ዓመታት ወርሒ ጷጉሜን ተወሊዑ። ታሪኽ ቀዳማይ ወያነ ክዝከር ኣለዎ። ታሪኽ ቀዳማይ ወያነ ክዝከር ዘለዎ ቀዳሞት ወለዲ ንክብሪ ዓዶምን ህዝቦምን ዝከፈልዎ መስዋእቲ…
Read More...

ኣብ 2010 ኣብዛ ሀገር ዝነበረ ቅልውላው አብቲ ንቕበሎ ዘለና ሓዱሽ ዓመት ንክሃድእን ኢህወደግ ከም ግንባር ንክቕፅልን እንተኾይኑ ሙሉእ ብሙሉእ ዝተሃደሰ…

ኣብ 2010 ኣብዛ ሀገር ዝነበረ ቅልውላው አብቲ ንቕበሎ ዘለና ሓዱሽ ዓመት ንክሃድእን ኢህወደግ ከም ግንባር ንክቕፅልን እንተኾይኑ ሙሉእ ብሙሉእ ዝተሃደሰ ኢህወደግ ክፍጠር ኣለዎ-ኣባል ፈፃሚት ስራሕ ህወሓት/ኢህወደግ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2010…
Read More...

መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ሓላፍለኑ ዝተወሰነ ውልቀ ኩባንያ ን150 ኣረጋዉያንን ንተመዛበልትን ከምኡ’ዉን ኣብ ዝተፈላለዩ ማሕበራዊ ፀገማት…

መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ሓላፍለኑ ዝተወሰነ ውልቀ ኩባንያ ን150 ኣረጋዉያንን ንተመዛበልትን ከምኡ'ዉን ኣብ ዝተፈላለዩ ማሕበራዊ ፀገማት ንዝርከቡ ዜጋታት ሓገዝ ገንዘብን ናዉትን አበርኪቱ። እቲ ኩባንያ ሓብሓቢ ንዘይብሎም 80 ህፃናትን ኣብ ደሞም ኤች ኣይ ቪ ኤድስ ዘለዎም…
Read More...

ቁጠባ ካሜሮን ብ4ተ ሚኢታዊ ዕቤት ከመዝግብ’ዩ IMF

መቐለ ሓምለ 01/2010(ድወት)ቁጠባ ካሜሮን ኣብዚ ዓመት 4ሚኢታዊ ዕቤት ከምዘመዝግብ ትካል ገንዘብ ዓለም (IMF) ገሊፁ። ኣብ ዝሓለፈ 2017ዓ.ም.ፈ ካብ ዝተመዝገበን 3.2ሚኢታዊ ቁጠባዊ ዕቤት ኣብዚ ዓመት ዝሓሸ ዕቤት ብምምዝጋብ 4ሚኢታዊ ዕቤት ቁጠባ ክተመዝግብ’ያ ካሜሮን…
Read More...

ኣሜሪካን ፈረንሳይን ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተነበረ ማዕቀብ ክለዓል ፃዕሪ ክገብራ ሓደ ዲፕሎማት ኣሜሪካ ፀዊዖም

መቐለ ነሓሰ 29/2010(ድወት) ሃገራት ኣሜሪካን ፈረንሳይን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘንበሮ ማዕቀብ ንክልዓል ፅዕንቶ ክፈጥራ ይግባእ ኢሎም ነበር ላዕለዋይ ዲፕሎማት ኣሜሪካ ሄርመን ኮሄን። እቶም ነበር ላዕለዋይ ዲፕሎማት ኣሜሪካ ከምዝበልዎ ኣሜሪካን…
Read More...

ሜዲትራንያን፡ በሊዑ ዘይዓግብ ባሕሪ

ካብ ኣፍሪካውያን ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ኣውሮፓ ዝሰግሩ ስደተኛታት ዝሳገሩሉ ባሕሪ እዩ፤ ሜዲትራንያን ባሕሪ። እዚ ባሕሪ እዚ ንክልቲኤን ኣህጉራት ማለት ንኣፍሪካን ኣውሮፓን ዝፈሊ ሓደ ካብቶም ዓበይቲ ባሕርታት ዓለምና እንትኸውን ኣብ ጅኦግራፊ ካብ ዝፍለጠሉ ተወሳኺ ግን ኣለዎ። እዚ ባሕሪ እዚ…
Read More...