ህዝቢ ትግራይ-ልዑል ፖለቲካዊ ንቕሓት ዝወነነ ዘኹርዕ ህዝቢ!

ቀዳማይ ክፋል “ሃገርና ኢትዮጵያ ትፈርስ ኢላ! አረ ገል ገሊኤን ክልላትስ ክብተና ጀሚረን!” ዝብል ወረ ክትሰምዕ ከለኻ ኣዝዩ እዩ ዘሰንብደካ። እንታይ ከ ዘየሰንብድ ኣለዎ’ዚ? ከምዚ ዝበለ እንትትሰምዕ “ናይ እማን ድዩ? ”ትብል። ሎምዘበን እዝኒ ዘይትሰምፆ የለን፤ ዓይኒ እውን…
Read More...

ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣስመራ ብዕሊ ተኸፊቱ

ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣስመራ ብዕሊ ብምኽፋት ስርሑ ጀሚሩ። ኣብ ስነ-ስርዓት ምኽፋት እቲ ኤምባሲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ፣ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁን ሓዊሱ ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቅን ካልኦት ሰብ መዚ መንግስቲ ኤርትራን…
Read More...

እዋናዊ መግለፂ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ

ሓድነት ትግራይን ተጋሩን ንምድኻም ኮነ ተባሂሉ ዝካየድ ዘሎ ኣብ መንነት ዘነፃፀረ መጥቃዕቲ ተቐባልነት ዘይብሉ ተግባር ስለዝኾነ በዘይውዓል ሕደር ጠጠው ክብልን ክእርነብን ይግባእ፡፡ ሕቶ መንነት ሕገ መንግስታዊ መልሲ ረኺቡ ዝሓደረ ዘየማትእ ሓቂ ኮይኑ እናሃለወ ሓደ ጊዜ ወልቃይት ካልእ…
Read More...

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ልዕልነት ሕጊ ንምኽባር ብመሰረት ዝተወሰደ ስጉምቲ ልዕሊ 170 ተጠርጠርቲ ተታሒዞም

ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ልዕልነት ሕጊ ንምኽባር ብመሰረት ዝተወሰደ ስጉምቲ ክሳብ ሐዚ 170 ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። ሓላፊ ዘፈር ኣወዳድባ ፖለቲካ ገፀር ውድብ ኦህዴድ ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ፥ እቶም ውልቀ ሰባት ኣብ ዝተፈላለዩ ዘይሕጋዊ ተግባራት ተወፊሮም…
Read More...

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝርአ ዘሎ ሞትን ምምዝባልን ዜጋታት ህፁፅ ፍታሕ ይገበረሉ-ኢሶዴፓ

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝርአ ዘሎ ሞትን ምምዝባልን ዜጋታት ህፁፅ  ፍታሕ ይገበረሎ ክብል ፓርጀቲ ሶሻል ዴሞክራቲክ ኢትዮጵያ(ኢሶዴፓ) ፃውዒት ኣኽሪቡ። ሓለፍቲ እቲ ፓርቲ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናዊ ዛዕባታት ብምድሃብ መግለፂ ሂቦም። ፕሬዚዳንት ኢሶዶፓ ፕሮፌሰር በየነ ጴጥሮስ፥…
Read More...