Ethiopiaprosperous
Ethiopian News Ethiopian Daily news, Regarding political and social Issues.
Browsing Category

Tigrigna

ንሰላም ዓቕሚ ዝፈጠረ  ዲፕሎማሲ …!

ንሰላም ዓቕሚ ዝፈጠረ  ዲፕሎማሲ ...! ብሰናይት ዮሃንስ ክሳብ እዛ ሰዓት እዚኣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ይኹን ኣብ ዓለም ዘለዋ ሃገራት ናብ ሰላማዊ ዲፕሎማሲያዊ ምትሕግጋዝ ንክመፃ ላዕሊ ታሕቲ ይብሃል ኣሎ፡፡ እዚ ነቲ ዲፕሎማሲ ዕዉት ንምግባር ክኾን…
Read More...

ካብ ዲፕሎማሲያዊ ዐወት ንላዕሊ ዝዐበየ ዐወት

ካብ ዲፕሎማሲያዊ ዐወት ንላዕሊ ዝዐበየ ዐወት ብፍቕረሰላም ዑደት ቀዳማይ ሚኒስትር አብይ አህመድ እንትህሰበ ብፍላይ አብ ቀረባ እዋን አብ ዐባይ ሃገረ አሜሪካ ዝገበርዎ ዕላዊ ዑደት ተኸቲሉ ብዓለም ለኸን ብሃገር ደረጃ ዝርከቡ መራኸቢ ሐፋሽ አብዝሀብዎ ዘይተሃለለ ሐበሬታ  ምስሊ ሀገርና…
Read More...

አብ ድልየት መናእሰይ ዝተደረኸ ዕማም ናፃ ግልጋሎት

አብ ድልየት መናእሰይ ዝተደረኸ ዕማም ናፃ ግልጋሎት                                                       ብፍቅረሰላም አብ ሙሉእ ኢትዮጵያ ክብሃል ብዘኽእል ኹነታታት መናእሰይ ሀዚ ሰላማዊ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዕማም ዩኒቨርስቲታት ትምህርቲ…
Read More...

ህብረት ህዝብታት ዘራጉድ፤ ህንፀት ግድብ ህዳሴ

ህብረት ህዝብታት ዘራጉድ፤ ህንፀት ግድብ ህዳሴ ብፍቕረሰላም አብ እዋን ሥልጣን 100 ዕለታት ቀዳማይ ሚኒስተር አብይ አህመድ ካብዝተረኸበ ዐወት እቱ ዝዐብየ ዐወት ዲፕሎማሲ ርክባት ሃገርና እዩ ፡፡ ካብዚውን ብፍላይ ሩባ ዓባይ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ተጠቀምቲ ምስ ዝኾና በዓል ሱዳንን…
Read More...

ዕርቅን ሰላምን ቀዳማይ ሚኒስትር አብይ

ዕርቅን ሰላምን ቀዳማይ ሚኒስትር አብይ                                               ብፍቕረሰላም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብዪ ኣሕመድ፡ ንሓንቲ ቤተ ክርስቲያንን ንኣመንታን ኢና ንዉክል ዝብሉ ክልተ ሲኖዶሳት ዓይኒ ንዓይኒ ከይረኣኣዩ  ከልኪልዎም ዝፀንሐ…
Read More...

መገዲ ሓደገኛ ጉዕዞ ስደተኛታት

መገዲ ሓደገኛ ጉዕዞ ስደተኛታት                                     ብፍቅረሰላም ካብ ዝተፈላለዩ ኩርናዐት ሃገርና ናብ ማእኸላይ ምብራቕ ሃገራት  ክሰግሩ ዝፈተኑ ኢትዮጵያውያን ተጓዓዝቲ ፤ ጃልብኦም ብማዕበል ብምግልባጠን ምኽንያት ሃለዋቶም ዘይፍለጥ ቑጽሪ…
Read More...

ሓጹር ኣፍሪሱ፤ ድልድል ዝሃነጸ ዕላዊ ዑደት

ሓጹር ኣፍሪሱ፤ ድልድል ዝሃነጸ ዕላዊ ዑደት                                                             ብፍቕረሰላም እቲ ሓጹር ኣፍሪስና ፤ ድልድል ክንሃንጽ ኢና" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተኻየደ እዚ ኣኼባ እቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ኣብ…
Read More...

ክነንህሮ ዝግባእ አታሃሳስባ ፍቕርን ሐድነትን

ክነንህሮ ዝግባእ አታሃሳስባ ፍቕርን ሐድነትን ብፍቕረሰላም አብ ሃገርና ኢትዮጵያ ሕዚ ዝበጋገስ ዘሎ ናይ ሰላምን ፍቕርን ሐድነትን ህልፍ ኢሉ ድማ  ጉዕዞ አታሃሳስባ ምድማርን ፤  ቅድሚ አዋርህ ዝነበረ ኩነታት አብ ውሽጣዊ አታሃሳስባ ዜጋታት አሕዲርዎ ዝነበረ ናይ ጽልኢትን ናይ…
Read More...

ከም ሐዱሽ ዝተሃነፀ ድልድይ ፍቕሪ

ከም ሐዱሽ ዝተሃነፀ ድልድይ ፍቕሪ ብፍቕረሰላም፤ ቅድሚ አስታት ዕሥራንሸውዐተን ዐመት  ብፍላይ አብ ቐርኒ አፍሪካ ዝመጸ መንገዲ ለውጢ መብጺህኡ  አበይኮን ይኸውን ኢሉ ብሃነቀውታ ዘይተጸበየ ሰብ አይነበረን ፡፡  ካብ አሀዳዊ አሰራርሃን ከይዲ ኮሚኒዝምን ዝተናገፈ…
Read More...

ክንጠልቦ ዝግብአና ሰላምን ደህንነት ህዝቢን

ክንጠልቦ ዝግብአና ሰላምን ደህንነት ህዝቢን ብቓለሰላም፤ አብዛ ሃገር አብውሽጢ  ሐጺር እዋን አሲሉ ዘሎ ሰላምን ምርግጋእን አብ ደህንነት ህዝብን ብዐብዩ ድማ አብምርግጋእ ሃገርን ጠሊብዎ ዘሎ ሰፍ ዘይብል ዐወት አብ አእምሮ ህድህድ ዜጋታት ሰፊሩ ዘሎ አታሐሳስባ…
Read More...

This website uses cookies to improve your experience. We'll assume you're ok with this, but you can opt-out if you wish. Accept Read More

Privacy & Cookies Policy