Ethiopiaprosperous
Ethiopian News Ethiopian Daily news, Regarding political and social Issues.
Browsing Category

Tigrigna

ተበግሶ ቀዳማይ ሚኒስትር አብይ አህመድን ዘተ ሰላምን

ተበግሶ ቀዳማይ ሚኒስትር አብይ አህመድን ዘተ ሰላምን                                               ብፍቕረሰላም ቀዳማይ ሚኒስትር አብይ አህመድ አብ ኤርትራ ዝገበሮ ዕላዊ ዑደት ህዝቢ ምስህዝቢ  ዝነበረ ታሪኻዊ ርክብ ናብ ንቡር ንምምላስ ዘበርከቶ ተዋፅኦ…
Read More...

Aሰላም ዝናፍቕ ህርኩት ህዝቢ

Aሰላም ዝናፍቕ ህርኩት ህዝቢ                                                           ብፍቕረሰላም ድህሪ ስርዓት ወትሃደራዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ደርጊ ምውዳቕ፤ አብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝነበረ ስጡም ዝብሃል ዝምድና ሰላም ጥራህ እነተይኮነስ…
Read More...

ሓደሽቲ ትካላት ልምዓት ካብ ምህናጽ ዝተጀመሩ ምዝዛም

ሓደሽቲ ትካላት ልምዓት ካብ ምህናጽ ዝተጀመሩ ምዝዛም                                                         ብፍቕረሰላም ሐደ ሐደ ኃይልታት እቱ ዝመጸ ለውጢ ንዘይምቕባል ብፍላይ አብ ማህበረ ቑጠባዊ ሀዋህው ዝፈጥርዎ ዘለዉ ዘይምርግጋዕ ዋላ እንኳ…
Read More...

አብ ሐዱሽ ዐመት ሐዱሽ ስርሂት

አብ ሐዱሽ ዐመት ሐዱሽ ስርሂት                                                           ብፍቕረሰላም አብ ኢትዮጵያ ዝረከቡ ኣወዳድባ ዝተፈላለዩ ትካላት ኣብ ሕገ-መንግስቲ ከምዝተቐመጠ ስራህቶም ተበግሶ ገይሮም ብህርኩትነት አብ ምስራህ ዝነበሮም ባታ…
Read More...

ማንም ጠጠው ዘየብሎ ለውጢን ምስፋህ ዲሞክራሲን

ማንም ጠጠው ዘየብሎ ለውጢን ምስፋህ ዲሞክራሲን                                                               ብፍቕረሰላም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብዪ ኣሕመድ ብአቦወንበርነት ኢህወዴግ አቢሉ ስልጣን  ቀዳማይ ሚኒስትርነት ካብ ዝሕዝ 100 መዓልታት…
Read More...

ቀዳማይ ሚኒስትር አብይ፤ ፍረ ኢህወዴግ እዩ!

ቀዳማይ ሚኒስትር አብይ፤ ፍረ ኢህወዴግ እዩ!                                                  ብፍቕረሰላም ቀዳማይ ሚኒስትር አብይ አብዝተፈላለየ ኸባብታት አብዘቕርብዎ መደረ፤ እተን ቃላት እንዳሰንጠቑ ፤ ክሰምዕዎ ብዝደለዩ መንገዲ እንዳሰምዑን…
Read More...

ግርም ምድማር

ግርም ምድማር                                                ብፍቕረሰላም ፈጻሚት ስራሕ ኢህወደግ ኣብቲ ዝሓለፈ ወርሒ ግንቦት ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ስምምዕ ኣልጀርስን ዉሳነ ኮሚሽን ዶብን ብዘይ ቅድመ ኹነት ተቐቢሉ ንምትግባር ከምዝተሰማምዐ ከሎ እቱ ስምምዕ…
Read More...

አብ  እዋን ፍቕሪ፤ ንምንታይ መጥቃዕቲ

አብ  እዋን ፍቕሪ፤ ንምንታይ መጥቃዕቲ ብፍቕረሰላም ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም፣ ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣብ ዝተረኸቡሉ ሰልፊ ድጋፍ መጥቃዕቲ ቦምባ ኢድ ከምዝተፈፀመ ይዝከር። ኣብቲ ንቐዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ዝተዳለወ ናይ ድጋፍ ሰልፊን ፤ አብ እዋን ፍቅርን ምትህልላይን ዝተፈነወ…
Read More...

ሃይማኖትናን ንረብሃ ሰላም

                                                         ብማህደር ተከዘ ናይ ሎም ዘበን ሮሞዳን ብዓለም ብርኪ ልዕሊ 1.5 ቢሊዮን ናይ እስልምና እምነት ተኸተልቲ  ብፍሉይ ኹነታት አኽቢረምዎ ፡፡ አብ ሃገርናውን ቑጽሮም ልዕል ዝበለ…
Read More...

ዘተ ቤት ምኽሪን ንጡፍ ስምምዕነቱን

ዘተ ቤት ምኽሪን ንጡፍ ስምምዕነቱን                                                       ብማህደር ተከዘ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ አብ ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ አብዘሥምዕዎ መደረ፤  ሽብር እንተረጉሞ ተተባሂሉ ኣብ ስልጣን ንምጽናሕ ብዘይኣግባብ…
Read More...

This website uses cookies to improve your experience. We'll assume you're ok with this, but you can opt-out if you wish. Accept Read More

Privacy & Cookies Policy