Ethiopiaprosperous
Ethiopian News Ethiopian Daily news, Regarding political and social Issues.
Browsing Category

Tigrigna

ብቕዓትን ውፍይነትን ዝጠለቦ

ብቕዓትን ውፍይነትን ዝጠለቦ መረፃ፤ ብማህደር ተከዘ ቀዳማይ ሚኒስተር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ፡ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ናይ ኢትዮጵያ ቀዳማይ ሚኒስትር ኮይኖም ምሰተሸሙ ዘስምዑዎ መደረ ፤ ሀዚውን መዘራራረቢ ህዝብን አጀንዳ ዝተፈላለዩ ጉጀለታትን ኮይኑ ይምርሽ አሎ ፡፡ እቶም…
Read More...

ናይማን ወርቂ ህዝቢ!

ናይማን ወርቂ ህዝቢ! ስምረት  ገ/ዚጊ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ኢትዮጵያ ንነዊሕ እዋን ዓሲሉ ዝነበረ ወፅዓን ጭቆና ሕብረተሰብን ምግሃስ ሰብኣዊን ድሞክራሲያዊን መሰላት ህዝብታት ሃገርና ኣንገፍግፍዎ ብዘይካ ብረታዊ ቓልሲ ዘይፍታሕ ምዃኑ ብምርዳእ ነቲ…
Read More...

ሰላም መናብርቲ ልምት!

ሰላም መናብርቲ ልምት! ሲዒድ መሐመድ ኣብዚ እዋን እዚ ኩሎም መናእሰይ ሃገርና ብፀጋታት ሃገሮም ማዕረ ምጥቃም ዘኽእሎም ኩነታት ይሃሉ እምበር ብሰንኪ ብልሹው ምምሕዳር  ተስፋ እናቆረፁ ንስደት ይቃልዑ ኣለዉ፡፡ ነዚ ፀገም ንምፍታሕ ዘኽእሉ  ፖሊሲን…
Read More...

ተመክሮ ኮሪያውያን ንዘላቒ  መፍትሂ ዶብ ኢትዮኤርትራ፤ ብማህደር ተከዘ፤

Article 36.12.2 ተመክሮ ኮሪያውያን ንዘላቒ  መፍትሂ ዶብ ኢትዮኤርትራ፤ ብማህደር ተከዘ፤ አብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን  ንዝሓለፉ 20 ዓመታት ዝዘለቐ ኩነታት ፤ ብፍላይ ኣብ መዋሰንቲ ከባቢታት ዝነብሩ ህዝብታት ንስደት፣ ቑጠባዊ ጸገማትን ካልኦት ማሕበራዊ ሕልኽላኻትን…
Read More...

ረብሓ ህዝቢ ንምርግጋፅ!

ረብሓ ህዝቢ ንምርግጋፅ! ሲዒድ መሓመድ እቲ ኣብሃገርና ንዝሓለፉ አስታት 27 ዓመታት ክሳለጥ ዝመፀ ዴሞክራሲያዊ ልምዓታዊን ፖለቲካዊ መስመርና  ኣብ ተግባር ዘውዐሎም ዘተባብዕ ውፂኢት ዘምፅኡ ፖሊሲታት ሃገርና ኩሎም ህዝብታት ኢትዮጵያ በብደረጃኡ ተጠቃሚነቶም ዘረጋግፅ ፍትሓዊ  ልምዓት…
Read More...

ብቕዓትን ውፍይነትን ዝጠለቦ መረፃ፤

ብቕዓትን ውፍይነትን ዝጠለቦ መረፃ፤ ብማህደር ተከዘ ቀዳማይ ሚኒስተር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ፡ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ናይ ኢትዮጵያ ቀዳማይ ሚኒስትር ኮይኖም ምሰተሸሙ ዘስምዑዎ መደረ ፤ ሀዚውን መዘራራረቢ ህዝብን አጀንዳ ዝተፈላለዩ ጉጀለታትን ኮይኑ ይምርሽ አሎ ፡፡ እቶም ዘረግቲ…
Read More...

ተስፋን ውሕስነትን  ህዝብና !

ተስፋን ውሕስነትን  ህዝብና ! ስምረት ገ/ዝጊ ኢትዮጵያዊያን ስሉጥ ኢኮኖሚያዊ ምዕባለ ኣብ ምርግጋፅ ዝርከቡ ህዝብታት  ከም ምዃኖም  መጠን ዝተፈላለዩ ንምዕባለ ዘሳልጡ ስራሕትታት የሳልጡ ኣለዉ፡፡ በዚ መዳይ ኣብዝሓለፉ ኣስታት 27 ዓመታት ቀሊል ዘይብሃል ዓወት ዕብየት ምጣነ ሃብታዊ…
Read More...

ኩላትና ንሰላም ንሕበር !

ኩላትና ንሰላም ንሕበር ! ስምረት ገ/ዝጊ ኣፍሪቃዊያን ተንተንቲ  ፖለቲካ ሓደሓደ ሃገራት ካብ ኣፍሪካ ዝረኽቡዎ ዘይተኣደነ ረብሓ ንምዕቃብ ክብሉ ብሽም ሓገዝን ዲሞክራስን ዝልእኽዎም ትካላትን ጥንኩር መሓውር ስለያኦምን ብምጥቃም ኣፍሪካ ማእኸል ጎንፂ ንክትኾን…
Read More...

ብልሽው ኣሰራርሓን ኪራይ ኣካቢነትን ብሓባር ንቃለስ!

ብልሽው ኣሰራርሓን ኪራይ ኣካቢነትን ብሓባር ንቃለስ! ሲዒድ መሓመድ ኢትዮጵያ ሃፍቲ እናፈጠረት ዝመፀት ዓዲ ኮይና ኣላ። እዚ  ሃፍቲ ግልፂ፣ ፍትሓውን ውፅኢታውን ብዝኾነ መንገዲ ክመሓደርን ክምራሕን ከምዘለዎ ፍሉጥ ኮይኑ ጎንንጎን ከዓ ስጡም ስርዓት ተሓታትነት ክህልዎ…
Read More...

This website uses cookies to improve your experience. We'll assume you're ok with this, but you can opt-out if you wish. Accept Read More

Privacy & Cookies Policy